News

Per the U.S. State Department, in a statement issued in April, “Iran remains the leading state sponsor of terrorism in the ...
ኣስታት 20 ሚእታዊት ካብ ዓለማዊ ነዳድን ጋዝን ኣብ ወሽመጥ ዓረብ ብዝርከብ መጻብቦ ሆርሙዝ እዩ ዝውሕዝ። እዚ መስመር እንተተዓጽዩ፡ ዓለማዊ ቍጠባ ዓሚቝ ሳዕቤን ከጋጥሞ እዩ። ዋጋ ነዳዲ ስለዝውስኽ ዓለምለኻዊ ንግዲ እውን ብዓቢኡ ክሕመስ ትጽቢት ይግበር። ...